ንግደት ኪዳነ ምህረት እምባደርሆ 2019

ዕለት:  22.02.2020 - 23.02.2020

ካብ ስዓት 14:00

ቦታ: Sporthalle in Niederursel

       Dorfwiesenweg 12

       60439 Frankfurt



 

ክብረ በዓል ንግደት ኪዳነ ምህረት እምባደርሆ ቀዳምን ሰንበትን ዕለት 22. & 23. የካቲት 2020  ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ጀርመን

 

 

ክቡራንን ክቡራትን ተወላዶ እምባደርሆ።ዕዙዝ ሰላምታና ብምቕዳም እቲ ዓመት ዓመት ብሃረርታ እንጽበዮ ብንግደት ኪዳነ ምህረት ምኽንያት እንገብሮ ምትእኽኻብ ንቀዳመ ሰንበት ዕለት 22-23 የካቲት 2020 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ንኽበዓል ተመዲቡ ኣሎ።ካብ ርሑቕ ንዝመጹ ኣጋይሽ ንምቕባል ካብ ዓርቢ 21.02.2020 ኣዳራሽ ክፉት እዩ።

 

 

 

በዓልና ዝግበረሉ ቦታ

Sporthalle Niederursel

Dorfwiesenweg 12,

60439 Frankfurt/Main

እዩ።

 

ናብ'ዚንምምጻእ

 

 

 

ካብ Frankfurt Hauptbahnhof ብዝመጸት S-Bahn Richtung Hauptwache ወሲድኩም ድሕሪ 2 Haltestelle ኣብ Hauptwache ትወርዱ። ካብኡ U3 Richtung Oberursel Hohe märk ወይ U8 Richtung Riedberg ወሲድኩም ኣብ Niederusel Haltestelle ትወርዱ ንጸጋማይ ሸነኽ ብምስጋር እቲ ኣዳራሽ ብቐሊል ትረኽብዎ።

 

 

 

ንዝያዳ ሓበሬታ

 

ሸዊት ገብረሚካኤል፡ 017495677377


መርሃዊ ቐሺ ብኢደ፡ 01729495241

 

ጸጋ መሓሪ፡         0176955486

 

ዑቕባይ ክፍለ፡    015214072509   

 

 

 

ኣብ ምሕባር ናብ ኩሉ ከምዝበጽሕ ንተሓባበር!     Please lets Share it ! 

 

 

 

ብደሓን ምጽኡ !

 

 

 

ኣካየድቲ ኣካላት።